ፍልይቲ መርማሪት ሕቡራት ሃገራት ፡ ኣብ ኤርትራ ኸቢድ ጥሕሰት መሰላት ኣሎ ዝብል ጸብጻብ ምቕራባ ይዝከር። ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል ግን፡ “ብመሰረቱ ኤርትራ ካብ ቃልሲ ሰብኣዊ መሰል ዝበቖለት ሃገር`ያ” ኢሉ
ፍልይቲ መርማሪት ሕቡራት ሃገራት ሸይላ ኪቲሩት፡ ናብ ቤት መኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ዘቕረበቶ ጸብጻብ፡ መስትያት ናይ`ቲ ብኣመሪካን ክህንደስን፡ ብኢትዮጵያ ላዕልን ታሕትን ክበሃለሉ ዝጸንሐ፡ መቐጸልታ ናይቲ “ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ዝካየድ ፖሊቲካዊ ተዋስኦ `ዩ” ይብል ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል ገራህቱ።
ኣምባሳደር ተስፋሚካኤል ገራህቱ ኣብ`ቲ ቃለ-መጠይቕ፡ እታ መርማሪት ስለምንታይ ናብ ኤርትራ ኸይትኣቱ ከምዝተኸልከለት፡ ብዛዕባ ሃገራዊ ኣገልግሎትን ብዛዕባ ዩኒቨርሲቲ ኣስመራን ካልኦት ጉዳያትን ተሓቲቱ`ሎ።
ቀዳማይ ክፋል ኣብ ምልክት ድምጺ ብምጥዋቕ ምስማዕ ይክኣል፡
Firstly, thanks voa for interview to our ambassador tesfamincheal gerahutu. What would like to say is wedi gerahutu is really hero of eritrea he tell exactly a what is happening in back home. He is a teacher even he can teach the lady for the human right how to sort out the right things. But like tesfamicheal said she is not for human right she is a politician!!
LikeLike
Excellent, what a web site it is! This web provides helpful facts to
us, keep it up.
LikeLike