መንእሰ ይ ቴድሮስ ጎይትኦም ኣቦ መምበር ማእከላይ ኮሚተ መንእሰያት ህግደፍ ኣብ ኤሮፓ @Young EPLF ንቀዳም 6 July 2013 ሰዓት 8pm London Time (GMT) መንእሰ ይ ቴድሮስ ኣብዚ ሰሚናር ውጺኢታትን ዊሳኔታትን 9ይ ዋዕላ መንእሰያትን ብሓፈሻ ንህልው ኩነታት መንእሰያት ግንባርን ዕላማታትን ምዕባሌታትን ተዘክሮ ሰፊሕ ሰሚናር ከካትደልና ኢዩ
ኣገዳስነት ዊዳቤን መንእሰያትን ዓቅምታቶም ወዲቦም ቁጠባን ሞያዊን ኣበርክቶኦም ዝእዝዙሉን ንዝያዳ ሕምባበ ክገብር ዘለዎምን ከብሪሃልና ኢዩ።
በዚ ኣጋጣሚ Eritrean unity worldwide EPLF1 ንኩሉ ጉዱስ ሃገራዊ ነዚ ሰፊሕ ሰሚናር ንምክትታል ይዕድም
ብሰላም ምጹ ዘል ኣለማዊ ክብርን ዝክርን ንሰማእታትና ዓወት ሓፋሽ !