ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ዝፍጸም ዘሎ ገበናት፡ ኣብ ዓለማዊ መድረኻት ቀሪቡ ክምጉቶ መንግስቲ ኤርትራ ብመርትዖ ድልው ኣሎ ኢሉ ኣቶ የማነ ,ብተውሳኪ ኣቶ የማነ, ስነ-ስርዓት ቀብሪ ናይቶም ኣብ ላምፐዱሳ ኢጣልያ ዝጠሓሉ ኤርትራውያን ኣብ ኤርትራ  ከምዝካየድ ምስ ( VOA Tigrigna ) ኣብ ዝገበሮ ቃል – መሕተት ኣፍሊጡ.