ብምኽንያት እቲ ኣብ ደሴት ላምፓዶሳ ብዕለት 3 ጥቅምቲ 2013 ኣብ ማእከላይ ባሕሪ “ላምፓዶዛ” ዘጋጠመ ናይ ኤርትራውያን ኣሕዋትናን ኣሓትናን ሓደጋ ሃገራዊ ኮምዩኒት ኤርትራውያን ተቐማጦ ሊድስን ከባቢኣን “ዓዲ እንግሊዝ ” ዝተሰማዓና መሪር ልባዊ ሓዘን ክንገልጽ ንፈቱ:: እዚ ዘጋጠመ ሓደጋ ብፍላይ ንወለድን መቕርብን : ብሓፈሻ ድማ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ ጽንዓት ይሃብኩም ንብል::
ንግዳያት መንግስተ ሰማያት ንስድራቤት መወቲ ድማ ጽንዓት ይሃብኩም ንብል ::
ሃገራዊ ኮምዩኒት ኤርትራውያን ተቐማጦ ሊድስን ከባቢኣን
Got something to say? Go for it!