ህዝቢ ኤርትራ ኩለንትናይ ንዓኪ ሃገረይ ብምባል ሓድነቱ ብድርብራብ ደሪዑ ሓደ ኣካል ኮይኑ ፡ እቲ ሓደ ከም ትሽዓተ ፡ እቶም ትሽዓተ`ውን ከም ሓደ እናሓሰቡ ኣብ ጎኒ እቲ ጻዕራም መንግስቱን ግንባሩን / ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን / ብምካን`ዩ ዋኒን ልምዓቱን ምዕባሌኡን ዝገብር ዘሎ ።

ንምሉእ ንባብ ሚስጢራዊ ሰነድ- ኣብዚ Links ጠዉቑ – amnesty-international-conspiracy-against-eritrea