ማሕበር ምትሕግጋዝ ሓርበኛታት ተጋደልቲ ዓባይ ብሪጣንያን ፡ (ማምሓተኤብ) ናይ ሓድሽ ዓመት 2015 /ም ፈላሚ ኣኼብኡ ብቀዳም 17 ጥሪ ንኽብርን ዝኽርን ጅግና ስውእ ብጻይ ብ/ጀ ገብረሂወት ዘሚካኤል (ወዲ ሊቀ ) ወፍይዎ ውዒሉ ። ማሕበር ተጋደልቲ ብመስዋእቲ ጅግና ብጻይ ወዲ ሊቀ ዝተሰምዖ መሪር ሓዘን እናገለጸ፡ ንምሉእ ህዝብን መንግስትን ኤርትራን ስድራቤቱን ጽንዓት ይሃብኩም ይብሎም ።

ጅግና ኣይነብርን`ዩ ታሪኹ`ዩ ዝውረስ !

ዘለኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንስውኣትና !

ዓወት ንሓፋሽ !

ማሕበር ምትሕግጋዝ ሓርበኛታት ተጋደልቲ  ዓባይ ብሪጣንያን