ማሕበር ምትሕግጋዝ ሓርበኛታት ተጋደልቲ ዓባይ ብሪጣንያን (ማምሓተኤብ) ብመስዋእቲ ጅግና ብጻይ ሓርበኛ ሜ/ ጀነራል ኣሕመድ ዑመር መሓመድ ካካይ ዝተሰምዖ መሪር ሓዘን እናገለጸ፡ ንስዉእ ሓርበኛ ሜ /ጀነራል ኣሕመድ መንግሰተ ሰማያት ይዋርሶ ንምሉእ ህዝብን መንግስትን ኤርትራን ስድራ–ቤቱን ጽንዓት ይሃብ።
ጅግና ኣይነብርን`ዩ ታሪኹ`ዩ ዝውረስ !
ዘለኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንስውኣትና !
ዓወት ንሓፋሽ !
ማሕበር ምትሕግጋዝ ሓርበኛታት ተጋደልቲ ዓባይ ብሪጣንያን
20/02/2015
Got something to say? Go for it!