ንኡስ ጨንፈር ሃማድኤ ከተማ በርምንግሃምን ከባቢኣን 8 መቢት 2015 ብድሙቅ ኣገባብ ንምጽንባል ኣብ ምሽብሻብ ይርከብ በዚ ድማ ቀዳም 7መጋቢት 2015 ካብ ስዓት 4:00 ድሕሪ ቀትሪ ጀሚሩ ዘምሲ ኣብ ሻምሩኽ ሪስቶራንት ፍሉይ ናይ ምዝንጋዕ መደብ ተዳሊሉኹም ብምሕላዉ ኣብ ተጠቂሱ ዘሎ ቦታን ስዓትን ሓቢሩኩሙና ከተምሲዩ ብሉዑል ኣኽብሮት ዕድም።
ንኡስ ጨንፈር ሃማድኤ ከተማ በርምንግሃምን ከባቢኣን
ብድሓን ሙጹ።