ኣብ’ዛ ዓለምና ዘለው መራሕቲ ብገንዘብ ሕዝብን ሃገርን ንደቆምን ስድራቤቶምን ንዝልዓለ ትምህርትን ናብራን ናብ ኤሮፓን ኣመሪካን ክልእኩ ከለው እቲ ንገዛእ ርእሱ ሙሉእ ዕድሚኡ ንሃገር ዝወፈየ ገና ኣብ ኑጡፉ ሃገራዊ ኣገልግሎት ዝርከብ ፕረዚደንት ኢሰያአስ ኣፎርቂ ; ስድራቤቱ ከም ኩሉ ቱሑት መነባብሮ ዘለዎም ኤርትራዊያን አብ ክራይ ገዛ ይነብሩ ንደቁ ድማ ከም ኩሎም ኤርትራዊያን አሕዋቶም መንእሰያት ኮንጐ ገዚኡ’ዩ ንሃገራዊ አገልሎት ዝልእክ ።
ሐንሳብ እሞ ንስለ ሓቂ ምስ ነብስና ንዛረብ ከምዚ ዝገብር መራሒ ናየነይቲ ሃገር’ዩ? አበየናይ ክፍለዘመን? ነዚ አብነት ፕረዚደንት ኢሰያአስ ኣፎርቂ ዝስዕቡ ኢዬም ድማ ናይ ጽባሕ ናይ ኤርትራ መራሕቲ።
እቲ ምንታይ ኤርትራ ሃገር ሃርጓማት ዘይኮነት ኤርትራ ሃገር ሰማእታት ብምኳና።
ብጾት ኣዳለውቲ መደባት ረድዮ ኣዳል, ሰላምታይ ብምቕዳም ኣብ ኩሉ መደባትኩም ኣድንቖተይ እናገለጽኩ ኣጆኹም ቀጽልዎ ክብል እፈቱ። ኩልና በብዘለናዮ እንተደኣ ኣጋሊጽናዮም ቀጻልነቶም ክቑጸ ምዃኑ ርዱእ’ዩ። ንዝመጽእ ዕለት 13.04.2015 ንዝግበር ኣይረሳዕናን ትኽስ ኣይበልናን ፍርዲ ደን ሃግ ክሳብ ኣብ ግብሪ ዝትርጎም ድማ ጌና ኣብ መትከልና ኣሎና ንኽንብል በብዘለናዮ ክንብገሰሉን ክንዳለወሉን የድልየና። ዓወት ንሓፋሽ ክሳብ ምሉእ ዓወት ሓውኹም ክብሮም ቦኽረ
LikeLike