ኩሉ ከም ዝፈልጦ ንኤርትራ ከም ምድራዊት ገሃነበ እሳት ኣምሲልካ ኣብ ምግላጽን ምውዕዋዕን ዝተዋፈሩ ኤርትዊያን ውልቀሰባት ዝርከብዎም ትካላት ተጣበቅቲ ሰብዊ መሰላት ብሃልትን ኣብ ልዕሊ ኤርትራን ህዝባን ብፈላይ ድማ ኣብ ልዕሊ እቲ ኣፍራይ ዝኮነ መንእሰይ ኣብ ዝሓለፉ 15 ዓመታት ዝተፈመ በደል ማእለያ የብሉን።

ሓቂ ብርእሳ እተቀበርካያ ብእግራ ትወጽእ ከም ዝብሃል እንሆ ዓባይ ብሪጣኒያ ንሓተትቲ ዕቁባ ኤርትራዊን ብዝምልከት ዘቅርዎ ምክኒያትን ጠንቂ ስደት ኤርትዊያን ኣብ ኤርትራ ተፈጺሙና ዝብልዎ በደላትን ስጋኣትን ሓቂ ከምዘይኮነ ኣረጋጊጻ ሕጋ ቀይራላ።

ስጋብ እቲ ብቋንቋ እንግሊዝ ወጺኡ ዘሎ ሓድሽ ሕጊ ተተርጉሙ ዝቀርበልኩም ብዓባይ ብሪጣኒያ ንሓተትቲ ዕቁባ ኤርትራዊን ብዝምልከት ጸዲቁ ኣብ ስራሕ ድሮ ዊዒሉ ዘሎ ሓድሽ ሕጊ ኢሚግረሽን ብዓባይ ብሪጣኒያ ከም ዘለዎ ነቅርበልኩም።

ሓሶት እናሓደረ ይፈኩስ ዝብልኩም ከምዚዩ።

ሰናይ ንባብ።

ባብ አብዚ ጠውቁ – ዓ/ብሪጣኒያ ሓተቲ ዕቁባ ኤርትራዊን ብዝምልከት  ሕጋ ቀይራ