ኣዳል ድምጺ ኤርትራዉያን
Got something to say? Go for it!
ረድዬ አዳል ከመይ ቀኒኩም፥ መደብ ቃለ መሕትት ብጻይ መንግስ ንዘሐለፈ ክልተ ሳምንታት ተቋሪጹ አቃልቦኩም ኩሉ ኣብቲ አገዳስን እዋናዊ ወፍሪ ጀነባ ዝቀጸለ ዉዕሎ ለንደን መዓልታዊ ሐበሬታታት እናስነቆኩም ዝሰራሕኩሞ ዓብን አዝዩ አድማዒ ስርሒት ከም ርዱእን ዕዉትን ተወሲዱ፣ ዕላል ምስ ብጻይ መንግስ አብ ምልአት ልብንና ዘሎ ታሪኽና ስለዝኾነ እነሆ ሻድሻይ ክፍል ብዉሕሉል አገባብን በታ አቃልቦ ኩላትና ዝመሰጠት ስቅት ዘርእስታ ነቀፈታዊትን አባራበሪት ጽሕፍቲ ብምፍላምኩም ብስመይን ብስም ተቀማጦ ዋሽንግቶን ዲሲ ምስጋና ይብጻሕኩም። 6ሻይ ክፍል ቃለ መሕትኩም አብ ሐደ ገጂፍ አርእስቲ ዓቢ እምነ ኩርናዕ ታሪኽ ሰዉራና ዝኾነ እስትራተጅካዊ ምዝላቅ ተታናኪፋ ናብ ዝቅጽል ስሙን ክም ዝቅጽል ሰሚዒና አሎና። ከምቲ አብ ዝሐፈ ግዜ ብሕቶ መልክዕ ዝለአክልኩም ብዝሰፈሐ ክበርህን አብ ህዝብን ሰራዊትን ዘሕደሮ ማሕበር ሰነ አእምሮ ለዉጢ ክሳብ ክንደይ ሐይልን ሞራልን ከምዝቀየረ ብሰፊሑ ክግለጽ ይላቦ የቀነለይ። ብኡ መጠን ከአ ንብጻይ መንግስ ነቲ ስቅታ ዝኩሕኩሕ ዘሎ አብዮታዊ አስተምህሮካ ካብቲ ዉረስ ተዋራረስ ዝሰረጸ ባህሪ ተጋዳላይ ዝመንጨወ ስለዝኾነ አጆካ በሉለይ። ሰላሙን ደበሳይ ዋሽ/ዲሲ Sent from my iPhone
>
LikeLike
Fill in your details below or click an icon to log in:
You are commenting using your WordPress.com account. ( Log Out / Change )
You are commenting using your Google+ account. ( Log Out / Change )
You are commenting using your Twitter account. ( Log Out / Change )
You are commenting using your Facebook account. ( Log Out / Change )
Connecting to %s
Notify me of new comments via email.
Notify me of new posts via email.
Enter your email address to follow this blog and receive notifications of new posts by email.
Join 5,654 other followers
ረድዬ አዳል ከመይ ቀኒኩም፥ መደብ ቃለ መሕትት ብጻይ መንግስ ንዘሐለፈ ክልተ ሳምንታት ተቋሪጹ አቃልቦኩም ኩሉ ኣብቲ አገዳስን እዋናዊ ወፍሪ ጀነባ ዝቀጸለ ዉዕሎ ለንደን መዓልታዊ ሐበሬታታት እናስነቆኩም ዝሰራሕኩሞ ዓብን አዝዩ አድማዒ ስርሒት ከም ርዱእን ዕዉትን ተወሲዱ፣ ዕላል ምስ ብጻይ መንግስ አብ ምልአት ልብንና ዘሎ ታሪኽና ስለዝኾነ እነሆ ሻድሻይ ክፍል ብዉሕሉል አገባብን በታ አቃልቦ ኩላትና ዝመሰጠት ስቅት ዘርእስታ ነቀፈታዊትን አባራበሪት ጽሕፍቲ ብምፍላምኩም ብስመይን ብስም ተቀማጦ ዋሽንግቶን ዲሲ ምስጋና ይብጻሕኩም። 6ሻይ ክፍል ቃለ መሕትኩም አብ ሐደ ገጂፍ አርእስቲ ዓቢ እምነ ኩርናዕ ታሪኽ ሰዉራና ዝኾነ እስትራተጅካዊ ምዝላቅ ተታናኪፋ ናብ ዝቅጽል ስሙን ክም ዝቅጽል ሰሚዒና አሎና። ከምቲ አብ ዝሐፈ ግዜ ብሕቶ መልክዕ ዝለአክልኩም ብዝሰፈሐ ክበርህን አብ ህዝብን ሰራዊትን ዘሕደሮ ማሕበር ሰነ አእምሮ ለዉጢ ክሳብ ክንደይ ሐይልን ሞራልን ከምዝቀየረ ብሰፊሑ ክግለጽ ይላቦ የቀነለይ። ብኡ መጠን ከአ ንብጻይ መንግስ ነቲ ስቅታ ዝኩሕኩሕ ዘሎ አብዮታዊ አስተምህሮካ ካብቲ ዉረስ ተዋራረስ ዝሰረጸ ባህሪ ተጋዳላይ ዝመንጨወ ስለዝኾነ አጆካ በሉለይ።
ሰላሙን ደበሳይ ዋሽ/ዲሲ
Sent from my iPhone
>
LikeLike