ብምክኒያት ሞት ኣዚና እነፍቅራ ወ/ሮ ሳባ መብራህቱ በርሀ ዜና ዕረፍታ ምስ ሰማዕኩም ናይ መሪር ሓዘና ተካፈልቲ ብምኳን ካብ ዝተፈላለየ ኩርንዓት ዓለም ብኢመይል፤ቴለፎን ብካልእን መራከቢታት ናይ ጽንዓት መልእክትኩም ዝልኣኩም ኩልኩም ቤተሰብን ኣዕሩኽን ፈተውትን፤ብስመይን ብስም መላእ ስድራቤት የቀኒየልና ሕሰም ኣይትርከቡ እናበልኩ ንኣዝየ ዘፍቅራ አሞይ ወ/ሮ ሳባ መብራህቱ በርሀ ድማ እግዝኣብሄር ኣብ ጽላል መንግስቱ የጽልላን ይቀበላን።
“ሳባ ካባና ብኣካል እንተተፈለኪ ወትሩ ኣብ ልቢ ኩልና’ዩ ሰፈርኺ”
ኣክሊሉ ኣብርሃም መብራህቱ