“ብፍላይ መንእሰያት እቶም ሱሮም ካብ ሃገሮምን ሕዝቦምን በቲኮም መጋበሪያ ጸላእቲ ኮይኖም ዘለዉ ኣይ ቢኢድኩም ኣይ ብእግሩኩም መዘናግዕን መናብርትን ከይገብሩኩም ጥንቅቅ” ክብረት ምስ ሃገርካን ሕዝብካን’ዩ እዚ ወድሓንኩም ሰናይ ምክትታል!!!